ስድራኦም ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ከዕብይዎም ዘይከኣሉ ቆልዑ ንምእላይ ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ነዞም ቆልዑ ንኽኣልዩ ጠለብ ይበዝሕ ኣሎ። ኣብ ኣውስትራሊያ ስራሕ ምንባይ ቆልዑ እንተሓሲብኩም እንታይ እዩ ዘድልየኩም? መልሲ ናይዚ ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩምዩ።
Share
Published
Updated
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends