ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን 'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ

Source: Twitter
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (02/12/2019) * ኣርባዕተ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ን'ብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ኣፍሪቃ 2019' ተሓጽዮም፡ * ኣትሌታት ኢትዮጵያ ንኩሉ ዝተቐረበ ዓወትን ስልማትን ማራቶን ፑን፡ ህንዲ፡ ገቢቶሞ * ኡጋንዳዊ ጆሹዋ ቸፕተገይ ሓድሽ ክብረወሰን ጉያ እግሪ 10 ኪሜ ኣመዝጊቡ፡ * ብሪጣንያዊ መሓመድ ፋራሕ ናብ ውድድራት 10000 ሜ ክምለስ'የ ኢሉ፡ * ጋረት በይል 'ዌልስ፣ ጎልፍ፤ ሪያል ማድሪድ' ብተርታ'ዩ ዝፈትወን፡
Share