SKIP TO MAIN CONTENT

መደበር ስደተኛታት ካላይስ(ፈረንሳ) ምሉእ ብምሉእ ክዓኑ'ዩ፡ እቶም 10ሺሕ ሰደተኛታት ደኣ ናበይ ከብሉ'ዮም? (SBS Tigrinya)

The Calais camp of migrants and refugees (AAP)
The Calais camp of migrants and refugees (AAP) Source: The Calais camp of migrants and refugees (AAP)

ኣብ ወደባዊት ከተማ ካላይስ ናይ ፈረንሳ ዝርከብ ኣሻሓት ስደተኛታት ኣዕቁቡ ዘሎ መደበር ስደተኛታት፡ ፈረንሳ ምሉእ ብምሉእ ከተዕንዎ ምዃና ፕረሲደንት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፍሮንስዋ ኦላንደ ከምዝበሎ፡ እቲ ካምፕ ኣብዚ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ምሉእ ብምል፣ኡእ ከምዝዓኑን፡ ነቲ ጸገም ኣብምፍታሕ መንግስቲ ብሪጣኒያ ክትሕግዝ ድማ ሓቲቱ። ዝርዝር ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ....

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ወደባዊት ከተማ ካላይስ ናይ ፈረንሳ ዝርከብ ኣሻሓት ስደተኛታት ኣዕቁቡ ዘሎ መደበር ስደተኛታት፡ ፈረንሳ ምሉእ ብምሉእ ከተዕንዎ ምዃና ፕረሲደንት እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ፍሮንስዋ ኦላንደ ከምዝበሎ፡ እቲ ካምፕ ኣብዚ መወዳእታ ናይዚ ዓመት ምሉእ ብምል፣ኡእ ከምዝዓኑን፡ ነቲ ጸገም ኣብምፍታሕ መንግስቲ ብሪጣኒያ ክትሕግዝ ድማ ሓቲቱ። ዝርዝር ትሕዝቶ ንምስማዕ ኣብዚ ጠውቑ....

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now