Mutinous soldiers speaking on state television announced that they had seized power ( AP Photo/Betiness Mackosso) Source: AP / Betiness Mackosso/APወተሃደራውያን መኮንናት ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ጋቦን ስልጣን ድሕሪ ምሓዞም ፡ ንነዊሕ እዋን ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ዓሊ ቦንጎ ኣብ ትሕቲ ናይ ገዛ ማሕዩር ኣእትዮምዎ ። እዚ ኣብ ሃገራት ምዕራብን ማእከላይን ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ንሻምናይ ግዜ ዕልዋ መንግስቲ ዝተገብረ ኮይኑ ኣብቲ ዞባ ፖለቲካዊ ቅልውላው እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ዘመልክት እዩ ።
Published
By Catriona Stirrat
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ወተሃደራውያን መኮንናት ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ጋቦን ስልጣን ድሕሪ ምሓዞም ፡ ንነዊሕ እዋን ኣብ ስልጣን ዝጸንሐ ፕረዚደንት ዓሊ ቦንጎ ኣብ ትሕቲ ናይ ገዛ ማሕዩር ኣእትዮምዎ ። እዚ ኣብ ሃገራት ምዕራብን ማእከላይን ኣፍሪቃ ኣብ ውሽጢ ሰለስተ ዓመት ንሻምናይ ግዜ ዕልዋ መንግስቲ ዝተገብረ ኮይኑ ኣብቲ ዞባ ፖለቲካዊ ቅልውላው እናወሰኸ ይኸይድ ምህላዉ ዘመልክት እዩ ።