Magda Szubanski is seen at a marriage equality rally in South Source: Magda Szubanski is seen at a marriage equality rally in Southብዛዕባ ምፍቃድ መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ንዝግበር ምሃብ ድምጺ በቶም ዝድግፉን ዝቃወሙን ጎስጓስ ብወግዒ ተጀሚሩ።እቶም ተመሳሳሊ መርዓ ይፈቐድ ዝብሉ ፡ ፍሉጣት ናይ ስፖርት፡ ተዋሳእቲን መራሕቲ ሰልፊታትን ይርከብዎም። እቶም መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ከይፍቀድ ዝቃወሙ መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ማለት ነቲ ናይ ልምዲ ትምህርቲን ክብሪታት ስድራቤታት ሕብረ ባህላዊ ማሕበረሰብ ዝፈታተንዩ ብምባል ይቃወሙ ኣለዉ።
ብዛዕባ ምፍቃድ መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ንዝግበር ምሃብ ድምጺ በቶም ዝድግፉን ዝቃወሙን ጎስጓስ ብወግዒ ተጀሚሩ።እቶም ተመሳሳሊ መርዓ ይፈቐድ ዝብሉ ፡ ፍሉጣት ናይ ስፖርት፡ ተዋሳእቲን መራሕቲ ሰልፊታትን ይርከብዎም። እቶም መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ከይፍቀድ ዝቃወሙ መርዓ ተመሳሳሊ ጾታ ማለት ነቲ ናይ ልምዲ ትምህርቲን ክብሪታት ስድራቤታት ሕብረ ባህላዊ ማሕበረሰብ ዝፈታተንዩ ብምባል ይቃወሙ ኣለዉ።