.......ልባ ካብ ምሒር ተሮግሮግታ ነቲ ከም ንኽትኮስ ዝተቐረበ ተተኳሲ ተወጢሙ ዘሎ አጥባታ ንቅድሚት እናወጣወጠ ኣሰራሰሮ። ካብ ትሽቱሻ ረሃጽ ንታሕቲ ገጹ ኮረር ክብል ተፈለጣ። እንታይ ክትገብር ከምዘለዋ እኳ እንተዘይተረድኣ፡ ንገብሪት ሕቑፍ ከተብሎ በሃገት።........ዉሽጣዊ ስሚዒታ ዝርበጽ ዘሎ ኮይኑ ተሰምዓ።
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends