ካብ ኣባላት ስድራ ሓገዝ ምርካብ ወትሩ ቀሊል ነገር ኣይኮነን። ነቶም ምስ ኣባላት ስድራኦም ጥቡቕ ባህርያዊ ምትእስሳር ዘለዎም ቀሊል ክኸውን ከሎ ንኻልኦት ግና ኣዚዩ ኣገዳሲ ድልየት ክከውን ይኽእል እዩ። ምስጢር ደገፍ ምርካብ ኣብቲ ዝግበር ናይ መጻኢ መደብ ዝሓትት ጉዳይ እዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends