SKIP TO MAIN CONTENT

ፖለቲካ ኤርትራ ንክልተ ሰብኡታ ዝበልዓ ፡ ገነት ሃብተገርግስ ወልዱ

Tigrinya Interview
Source: Supplied

እቲ ሓኪም ዝነበረ ናይ ፈለማ ሰብኣያ ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣብ ሰማኒያታት ኣብ ሜዳ ተረሺኑ። ድሕሪ ሾመንት ዓመት ዝተመርዓወቶ ኣባል መሪሕነት ሰውራዊ ባይቶ ኣብ ፈለማ ተስዓታት ካብ ከሰላ ተጨውዩ ናብ ኤርትራ ተወሲዱ። ተጋዳላይ ኣስመሮም ንምንታይ ክቕንጸል ተደልዩ? ወልደማርያምከ ንምንታይን ብኸመይን ካብ ከሰላ ተጨውዩ ናብ ኤርትራ ምስተወስደ ሃለዋቱ ጠፊኡ? ህይወት ገነትን ደቆምን ኣብ ሱዳንን ኣብ ኣውስትራሊያን ከመይ ይመስል? መልሲ ናይዚ ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እቲ ሓኪም ዝነበረ ናይ ፈለማ ሰብኣያ ተጋዳላይ ኣስመሮም ኣብ ሰማኒያታት ኣብ ሜዳ ተረሺኑ። ድሕሪ ሾመንት ዓመት ዝተመርዓወቶ ኣባል መሪሕነት ሰውራዊ ባይቶ ኣብ ፈለማ ተስዓታት ካብ ከሰላ ተጨውዩ ናብ ኤርትራ ተወሲዱ። ተጋዳላይ ኣስመሮም ንምንታይ ክቕንጸል ተደልዩ? ወልደማርያምከ ንምንታይን ብኸመይን ካብ ከሰላ ተጨውዩ ናብ ኤርትራ ምስተወስደ ሃለዋቱ ጠፊኡ? ህይወት ገነትን ደቆምን ኣብ ሱዳንን ኣብ ኣውስትራሊያን ከመይ ይመስል? መልሲ ናይዚ ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now