Britain's Home Secretary Suella Braverman speaks on immigration at the American Enterprise Institute on Tuesday, Sept. 26, 2023, in Washington. (AP Photo/Kevin Wolf) Credit: Kevin Wolf/AP
ናይ ብሪጣንያ ጸሓፊት ዉሽጢ ሃገር ሱኤላ ብራቨርማን ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዘስምዓቶ መደረ ኣብ ዩ-ኬ ሕብረ ብዙሕ ባህልታት ፈሺሉ እዩ ኢላ። ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ብስደት ዝመጽእ ህዝቢ ኣዝዩ ብዙሕን ቅልጡፍንዩ ነይሩ ድማ ኢላ። ንሳ ኣብ ዓለም ናይ ዑቕባ መስርሕ ለውጢ ክግበር ጸዊዓ ዝጸወዐት ኮይና ፡ እዚ ድማ ንፍልሰት ዘይምቁጽጻር ንሃገራት ምዕራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ኢላ ። እንተኾነ ግን ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ነቲ ዝሃበቶ ነቐፌታ ነጺግዎ ኣሎ ። Published 28 September 2023 4:05pm
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ናይ ብሪጣንያ ጸሓፊት ዉሽጢ ሃገር ሱኤላ ብራቨርማን ኣብ ዋሽንግተን ኣብ ዘስምዓቶ መደረ ኣብ ዩ-ኬ ሕብረ ብዙሕ ባህልታት ፈሺሉ እዩ ኢላ። ኣብዚ ዝሓለፈ 25 ዓመታት ብስደት ዝመጽእ ህዝቢ ኣዝዩ ብዙሕን ቅልጡፍንዩ ነይሩ ድማ ኢላ። ንሳ ኣብ ዓለም ናይ ዑቕባ መስርሕ ለውጢ ክግበር ጸዊዓ ዝጸወዐት ኮይና ፡ እዚ ድማ ንፍልሰት ዘይምቁጽጻር ንሃገራት ምዕራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ ኢላ ። እንተኾነ ግን ናይ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ስደተኛታት ነቲ ዝሃበቶ ነቐፌታ ነጺግዎ ኣሎ ።