SKIP TO MAIN CONTENT

ህወሓት ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ዝወሰዶ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ:

EPRDF approves unity of coalition partners
Source: Borkena

ጸብጻብ ዜናታት * ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ወሲኑ። ህወሓት ነቲ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ። * ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነስ ንሰላም ዓለም አገዳሲ ከም ዝኾነ ተዛሪቦም። ኣብ ጅዳ ምስ ዝነበሩ ኤርትራውያን ኣብ ዝኸፈትዎ መድረኽ ከም'ቲ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ኩየት ዘሕለፉዎ መልእኽቲ: መንግስቲ ኤርትራ ንዝኸፈቶ ዕድል ወፍሪ ኤርትራውያን ክጥቀመሉ ፀዊዖም። * መንግስቲ ኢትዮጵያ ግርጭት ዝበዝሐን ዩኒቨርሲታት ክዓፁ'የ ክብል ኣጠንቂቑ። * ን3 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ዝሽፍን ክታበት ፀረ ሕማም ኣንቅጺ ኣብ ኤርትራ ይቕጽል ኣሎ። * ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብህዝባዊ ጎስጓስ ከም ቀላሚኖ ዝበሉ 12 ፍሉያት ኣብያተ ትምህርቲ ክትሃንጽ ምስ ኮንስትራክሽን ሱር ተሰማሚዖም።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸብጻብ ዜናታት * ፈጻሚ ስራሕ ኢህወዴግ ብዓብላሊ ድምጺ ናብ ውህደት ክኣቱ ወሲኑ። ህወሓት ነቲ ውሳኔ ብምሉእ ድምጺ ነጺግዎ። * ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኤርትራ ዑስማን ሳልሕ ስምምዕ ሰላም ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ኣፍሪቃ ጥራሕ ዘይኮነስ ንሰላም ዓለም አገዳሲ ከም ዝኾነ ተዛሪቦም። ኣብ ጅዳ ምስ ዝነበሩ ኤርትራውያን ኣብ ዝኸፈትዎ መድረኽ ከም'ቲ ቅድሚ ሰሙን ኣብ ኩየት ዘሕለፉዎ መልእኽቲ: መንግስቲ ኤርትራ ንዝኸፈቶ ዕድል ወፍሪ ኤርትራውያን ክጥቀመሉ ፀዊዖም። * መንግስቲ ኢትዮጵያ ግርጭት ዝበዝሐን ዩኒቨርሲታት ክዓፁ'የ ክብል ኣጠንቂቑ። * ን3 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ዝሽፍን ክታበት ፀረ ሕማም ኣንቅጺ ኣብ ኤርትራ ይቕጽል ኣሎ። * ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብህዝባዊ ጎስጓስ ከም ቀላሚኖ ዝበሉ 12 ፍሉያት ኣብያተ ትምህርቲ ክትሃንጽ ምስ ኮንስትራክሽን ሱር ተሰማሚዖም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now