SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ገዲፍዎ፡

A Centrelink office in Salisbury, north of Adelaide
Source: AAP

ፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዒላማ ዝገበረ ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ይቕይሮ’ሎ። ዓሰርተታት ኣሽሓት ተቐበልቲ መንግስታዊ ክፍሊት ወይ ሓገዝ በቲ ሰንተርሊንክ ዝጥቀመሉ መስርሕ ካብ’ቲ ዝግብኦም ንላዕሊ ተመላሲ ከፊሎም፡ እዚ ዕዳ ተባሂሉ ዝኸፈልዎ ክምለሰሎም ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን መጸዋዕታታት ይቐርቡ’ለው።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፈደራላዊ መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዒላማ ዝገበረ ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ይቕይሮ’ሎ። ዓሰርተታት ኣሽሓት ተቐበልቲ መንግስታዊ ክፍሊት ወይ ሓገዝ በቲ ሰንተርሊንክ ዝጥቀመሉ መስርሕ ካብ’ቲ ዝግብኦም ንላዕሊ ተመላሲ ከፊሎም፡ እዚ ዕዳ ተባሂሉ ዝኸፈልዎ ክምለሰሎም ኣብ’ዚ ሕጂ እዋን መጸዋዕታታት ይቐርቡ’ለው።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now