እቲ ኩነታት ዝጀመረ ሓይሊ ኣየር ሶርያ ኣብ ተቓወምቲ መንግስቲ ዝቆጻጸርዋ ከተማ ኢድሊብ ስነቅመማዊ ደብዳብ ነፈርቲ ድሕሪ ምክያዶም ልዕሊ 70 ሰባት መይቶም ዝብል ወረ ምስ ተዘርግሐዩ። እቲ ዝሰዓበ ሞትን ዝወረደ ዕንወትን እናጸንሐ ንጹር እንኾነ ምስ መጸ ግን ብፍላይ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ሓፋሽ/ሶሻል መድያ ፍሉይ ግብረመልሲ ከስዕብ ጀሚሩ....
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends