SKIP TO MAIN CONTENT

ናብራ ዓዲ ጓና ሓጎስ ትረኽብሉ ኣለኹም ዲኹም፧

Migration
Source: Getty Images

ኣውስትራልያ ዓመታዊ ኣሽሓት ሓደስቲ መጻእቲ ትቕበል። ብዙሓት ንዝሓሸ ህይወት ሕልምን ተስፋን ሰኒቖም ይመጹ። እንተኾነ ግን ኣብ ሓድሽ ሃገር ምጥያስ ወይ ሓድሽ ናብራ ምጅማር ናቱ ሕልኽላኽ ዝኾኑ ብድሆታት ሒዙ ይመጽእ። ናይ 2018 ጸብጻብ ታሕጓስ/ሓጎስ/ደስታ ዓለም (World Happiness Report) በታ ዝነብሩላ ሃገር ተቐባልነት ዝረኸቡ ሓደስቲ መጻእቲ መብዛሕትኡ ግዜ ዝያዳ ኣወንታዊ ወይ ጽቡቕ ስምዒት ይስምዖም ይብል። ስለ’ዚ ንስኹም ከ ምስ ተሰደድኩም ወይ ምስ መጻእኩም ዝያዳ ሕጉሳት ዲኹም፧

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣውስትራልያ ዓመታዊ ኣሽሓት ሓደስቲ መጻእቲ ትቕበል። ብዙሓት ንዝሓሸ ህይወት ሕልምን ተስፋን ሰኒቖም ይመጹ። እንተኾነ ግን ኣብ ሓድሽ ሃገር ምጥያስ ወይ ሓድሽ ናብራ ምጅማር ናቱ ሕልኽላኽ ዝኾኑ ብድሆታት ሒዙ ይመጽእ። ናይ 2018 ጸብጻብ ታሕጓስ/ሓጎስ/ደስታ ዓለም (World Happiness Report) በታ ዝነብሩላ ሃገር ተቐባልነት ዝረኸቡ ሓደስቲ መጻእቲ መብዛሕትኡ ግዜ ዝያዳ ኣወንታዊ ወይ ጽቡቕ ስምዒት ይስምዖም ይብል። ስለ’ዚ ንስኹም ከ ምስ ተሰደድኩም ወይ ምስ መጻእኩም ዝያዳ ሕጉሳት ዲኹም፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now