SKIP TO MAIN CONTENT

ናይዚ ዓመት ሕጉስ ህዝቢ ዘለወን ሃገራት ዓለምና መነመን'የን?

happiness (SBS)
happiness (SBS) Source: happiness (SBS)

ብምኽንያት ዓመተ ዓመት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ሓጎስ፡ እተን ሕጉሳት ዝበሃል ሃገራት ተገምጊመን ቀሪበን ኣለዋ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ጸብጻብ ኣፍሪቃዊያን ሃገራት ከመይ ይመስላ፡ ከም በዓል ኣመሪካን ራሻን ዝበላ ሓያላት ሃገራትከ ካብተን ኣብተን ቀዳሞት ዝተሰርዓ ሃገራት ዶ ይኾና? ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ። ንምዃኑ ሕጉስ ህይወት ብኸመይ እዩ ክዕቀን ዝግብኦ መልሲ ካባኹም ንዓኹም፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብምኽንያት ዓመተ ዓመት ዝኽበር ኣህጉራዊ መዓልቲ ሓጎስ፡ እተን ሕጉሳት ዝበሃል ሃገራት ተገምጊመን ቀሪበን ኣለዋ። ኣብዚ ናይ ሎሚ ዓመት ጸብጻብ ኣፍሪቃዊያን ሃገራት ከመይ ይመስላ፡ ከም በዓል ኣመሪካን ራሻን ዝበላ ሓያላት ሃገራትከ ካብተን ኣብተን ቀዳሞት ዝተሰርዓ ሃገራት ዶ ይኾና? ኣብዚ ትሕዝቶ ክጸንሓኩም እዩ። ንምዃኑ ሕጉስ ህይወት ብኸመይ እዩ ክዕቀን ዝግብኦ መልሲ ካባኹም ንዓኹም፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now