(AP Photo/Petros Giannakouris) Source: AP / Petros Giannakouris/APኣውስትራሊያ ዝለዓለ ናይ ወቕቲ ጽድያ (Spring) ሙቐት ተመዝግብ ኣላ ፡ ናይ ጥዕና ክኢላታት ድማ ነቲ ዘይተርፍ ዝመጽእ ዘሎ ኣዝዩ ብርቱዕ ሙቐት ሓጋይ ምድላው ክገብሩ ኣገዳሲ እዩ ይብሉ ኣለው ። ቢሮ ሜትሮሎጂ ድማ ኣውስትራልያ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ክሊማ ኤል ኒኖ ኣትያ ከም ዘላ ኣዊጁ ኣሎ ።
Published
Updated
By Omoh Bello
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ኣውስትራሊያ ዝለዓለ ናይ ወቕቲ ጽድያ (Spring) ሙቐት ተመዝግብ ኣላ ፡ ናይ ጥዕና ክኢላታት ድማ ነቲ ዘይተርፍ ዝመጽእ ዘሎ ኣዝዩ ብርቱዕ ሙቐት ሓጋይ ምድላው ክገብሩ ኣገዳሲ እዩ ይብሉ ኣለው ። ቢሮ ሜትሮሎጂ ድማ ኣውስትራልያ ኣብዚ እዋን እዚ ኣብ ክሊማ ኤል ኒኖ ኣትያ ከም ዘላ ኣዊጁ ኣሎ ።