SKIP TO MAIN CONTENT

ደቁኹም ኣብ ገዛ ኮይኖም ኣብ ዝመሃርሉ እዋን ዝህሉ ሓገዛት

Home Learning
Source: Getty

ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ስሩዕ ናይ ምምሃር ስርሖም ክጅምሩ ሰብ መዚ ይደልዩ እንተለዉ’ኳ፡ ብዙሓት ወለዲ ብምኽንያት ድሕነት፡ ስክፍታ ሓዲርዎም ደቆም ኣብ ገዛኦም ክጸንሑ ይመርጹ ኣለዉ። ነዞም ስክፍታ ዘሕድሩ ወለዲ ግና ደቆም ካብ ገዛ ኮይኖም ኣብ ዝመሃርሉ እዋን እኹል ቀረባት ሓገዝ ተዳልዩ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኩሎም ኣብያተ ትምህርቲ ኣብ ወርሒ ሰነ ስሩዕ ናይ ምምሃር ስርሖም ክጅምሩ ሰብ መዚ ይደልዩ እንተለዉ’ኳ፡ ብዙሓት ወለዲ ብምኽንያት ድሕነት፡ ስክፍታ ሓዲርዎም ደቆም ኣብ ገዛኦም ክጸንሑ ይመርጹ ኣለዉ። ነዞም ስክፍታ ዘሕድሩ ወለዲ ግና ደቆም ካብ ገዛ ኮይኖም ኣብ ዝመሃርሉ እዋን እኹል ቀረባት ሓገዝ ተዳልዩ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now