Source: Getty Imagesመጽናዕታት ከምዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ቅድሚ ምማቶም ለበዋ ኣይገድፉን ። ክኢላታት ግና ዕድመ ፡ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ደረጃን ዓሌትን ብዘየገድስ ፡ ንመጻኢ ናይቶም እተፍቅሮም ሰባት ኣቐዲምካ መደብ ምውጻእ ቀዳምነት ክወሃቦ ከም ዝግባእ ይምዕዱ።
መጽናዕታት ከምዝሕብሮ ብዙሓት ኣውስትራሊያዊያን ቅድሚ ምማቶም ለበዋ ኣይገድፉን ። ክኢላታት ግና ዕድመ ፡ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ደረጃን ዓሌትን ብዘየገድስ ፡ ንመጻኢ ናይቶም እተፍቅሮም ሰባት ኣቐዲምካ መደብ ምውጻእ ቀዳምነት ክወሃቦ ከም ዝግባእ ይምዕዱ።