File picture taken on shows Zimbabwe president Robert Mugabe in Harare on April 2010. Source: ABACAካብቶም ኣብ ዓለም ኣብ ስልጣን ንንዊሕ እዋን ዝጸንሑን ኣዛራርብን መራሒ ዓሪፉ። እቲ ንዙምባቤ ንኣስታት 40 ዓመት ብሓይሊ ዝገዝኣ ሮበርት ሙጋበ ኣብ መበል 95 ዓመቱ እዩ ዓሪፉ።
ካብቶም ኣብ ዓለም ኣብ ስልጣን ንንዊሕ እዋን ዝጸንሑን ኣዛራርብን መራሒ ዓሪፉ። እቲ ንዙምባቤ ንኣስታት 40 ዓመት ብሓይሊ ዝገዝኣ ሮበርት ሙጋበ ኣብ መበል 95 ዓመቱ እዩ ዓሪፉ።