SKIP TO MAIN CONTENT

ሓደ ሚሊዮን ስደተኛ ኣብ ሊቢያ ብምኽርዳን፡ ንዋሕዚ ስደት ይዓግቶዶ?

Refugees in Libya
Source: SBS Tigrinya

ካብ 2014 ንደሓር 600 ሺሕ ስደተኛ ካብ ሊቢያ ናብ ኣውሮጳ ሰጊሩ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ዓመት ጥራይ 94 ሺሕ ህዝቢ ሰጊሩ። እንተኾነ እቲ ቁጽሪ ኣብዚ ሳመር ጎዲሉ ኣሎ። ሓደ ካብ ምኽንያት መጉደሊ፡ ሃገራት ኣውሮጳ ምስቲ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ሓደ መንግስቲ ተሓባቢረን ሚሊሻታት ኣዋፊርካ ሓደ ሚሊዮን ስደተኛ ተኸርዲኑ ከምዘይንቀሳቐስ ስለተገብረ እዩ። እዚ ስጉምቲ’ዚ ግና ዋጋ የኽፍል ኣሎ፡ ሰብኣዊ ክብሪ እዞም ስደተኛታት ተቐንጢጡ ኣብ ሓሳር ወዲቖም፡ ውጽኢት ሳዕቤን’ዚ ስጉምቲ ንኣውሮጳ’ውን ከቢድ ከምዝኸውን ተገምጊሙ ኣሎ። ዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል’ዩ።

Published

By Beyene Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብ 2014 ንደሓር 600 ሺሕ ስደተኛ ካብ ሊቢያ ናብ ኣውሮጳ ሰጊሩ። ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ናይዚ ዓመት ጥራይ 94 ሺሕ ህዝቢ ሰጊሩ። እንተኾነ እቲ ቁጽሪ ኣብዚ ሳመር ጎዲሉ ኣሎ። ሓደ ካብ ምኽንያት መጉደሊ፡ ሃገራት ኣውሮጳ ምስቲ ኣብ ሊቢያ ዘሎ ሓደ መንግስቲ ተሓባቢረን ሚሊሻታት ኣዋፊርካ ሓደ ሚሊዮን ስደተኛ ተኸርዲኑ ከምዘይንቀሳቐስ ስለተገብረ እዩ። እዚ ስጉምቲ’ዚ ግና ዋጋ የኽፍል ኣሎ፡ ሰብኣዊ ክብሪ እዞም ስደተኛታት ተቐንጢጡ ኣብ ሓሳር ወዲቖም፡ ውጽኢት ሳዕቤን’ዚ ስጉምቲ ንኣውሮጳ’ውን ከቢድ ከምዝኸውን ተገምጊሙ ኣሎ። ዝርዝር ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል’ዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now