ንደቆም ትምህርቶም ዝከታተሉን ዝሕግዙን ወለዲ፡ ውጽኢት ትምህርቲ፡ ኣብ ቤት ትምህርቲ ምርካብን ብሓፈሻ ኣብ ጥዕና ቆልዑ እወታዊ ዉጽኢት ኣለዎ። እንተኾነ ሓደስቲ መጻእቲ ናብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ ከምዝጅምሩ ከይፈልጡ ይኽእሉ እዮም። ወለዲ ንምንታይን ብኸመይን ኣብ ትምህርቲ ደቆም ክሕግዙ ከምዝኽእሉ እዚ ዝስዕብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ክድህስስ። Settlement Guide: How to get involved in your children's school?Settlement Guide: How to get involved in your children's school?
Share






