SKIP TO MAIN CONTENT

ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡

Eritrean air force helicopter
Source: worldmilitaryintel

ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (18/11/19) * ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ * ኣባላት ባይቶ ኣውስትራልያ ቻይና ከይኣትው ተኸልኺሎም፡ * ተጻዋታይ ራግቢ ኣውስትራልያ ዝነበረ እስራኤል ፎላው እዞም ዘጋጥሙ ዘለው ባርዓት ጫካን ደርቅን እዛ ሃገር ምንጻል ጥንስን መርዓ ተመሳሳሊ ጾታታት ስለትድግፍ ዝወርዳ ዘሎ እዩ ብምባሉ ብብዙሓት ተኾኒኑ፡

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (18/11/19) * ሓለፍቲ ጨንፈራት ሓይሊ ኣየር ኤርትራ "ካብ ላዕለዋይ ኣካል መጺኡ" ንዝበልዎ ዘዋሪ መመርሒ ናብ ኣባላቶም ከንብቡ ከም ዝቐነዩ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም፡ * ኣባላት ባይቶ ኣውስትራልያ ቻይና ከይኣትው ተኸልኺሎም፡ * ተጻዋታይ ራግቢ ኣውስትራልያ ዝነበረ እስራኤል ፎላው እዞም ዘጋጥሙ ዘለው ባርዓት ጫካን ደርቅን እዛ ሃገር ምንጻል ጥንስን መርዓ ተመሳሳሊ ጾታታት ስለትድግፍ ዝወርዳ ዘሎ እዩ ብምባሉ ብብዙሓት ተኾኒኑ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now