ዋኒናት መበል 29 ዋዕላ መራሕቲ አፍሪካ ፣ አብ ኢትዮጵያ ተምሃሮ ንምቕባል ምድላዋተን ስለ ዝዛዘማ 11 ሓደሽቲ ዩኒቨርሲቲታት፣ ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ክልል ኦርምያ አብቲ ተዘርጊሑ ዘሎ ረቂቅ አዋጅ ፍሉይ ረብሓ ክልል ኦሮምያ ካብ ከተማ አዲስ አበባ አመልኪቶም ዘቕረቡዎ ሕቶን መንግስቲ ኢትዮጵያ ናዕቢ አላቢዖም ንዝበሎም ተወላዶ ኦሮምያ ስለ ዘቕረቦ ክሲ ገበን ግብረ ሽበራ
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends