Source: Borkenaሚንስትሪ ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሎምቅነ ኣብ ዘሃቦ ጋዜጣዊ መብርሂ ብዛዕባ ምዕፃው ዶባት ንግዲ ኢትዮጵያ ን ኤርትራን ንፁር ሓበሬታ ከይሃበ ዘሊሉዎ፡፡ መሰል ሓካይም ዝጠልብ ሰልፊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ተወለድቲ ኣምሓራን ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናብ ዘሰክፍ ተርእዮ ከይገድድ ከም ዘሻቐሎም ሰብ መዚ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ተዛሪቦም፤ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ተወለድቲ ሱማሌን ዓፋርን እውን ትማሊ ደጊሱ፡ ንመስመር ባቡር ኣዲስ አበባ ጁቡቲ ፀልዩዎ፡፡ መግለፂ ሓዘን ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶ.ር ነጋሶ ጊዳዳ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ መቐነትን መገድን ቻይና ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይ 2 ቢልየን ብር ኢንቨስትመንት ስምምዕ ኣሲሩ ንዓዱ ተመሊሱ፡፡
ሚንስትሪ ጉዳይ ወፃኢ ኢትዮጵያ ሎምቅነ ኣብ ዘሃቦ ጋዜጣዊ መብርሂ ብዛዕባ ምዕፃው ዶባት ንግዲ ኢትዮጵያ ን ኤርትራን ንፁር ሓበሬታ ከይሃበ ዘሊሉዎ፡፡ መሰል ሓካይም ዝጠልብ ሰልፊ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሞንጎ ተወለድቲ ኣምሓራን ቤንሻንጉል ጉሙዝ ናብ ዘሰክፍ ተርእዮ ከይገድድ ከም ዘሻቐሎም ሰብ መዚ ቤንሻንጉል ጉሙዝ ተዛሪቦም፤ ጎንፂ ኣብ ሞንጎ ተወለድቲ ሱማሌን ዓፋርን እውን ትማሊ ደጊሱ፡ ንመስመር ባቡር ኣዲስ አበባ ጁቡቲ ፀልዩዎ፡፡ መግለፂ ሓዘን ፕረዝደንት ኢትዮጵያ ነበር ዶ.ር ነጋሶ ጊዳዳ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናት ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ.ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ጉባኤ መቐነትን መገድን ቻይና ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይ 2 ቢልየን ብር ኢንቨስትመንት ስምምዕ ኣሲሩ ንዓዱ ተመሊሱ፡፡