SKIP TO MAIN CONTENT

"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ

Africa praying cuffs
Source: The Tablet

መቐጸልታ ዘተ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን መጋቢ ዑቕባስላሰ ሃይለን * ብእምነት ደረጃ ንመራሒ ምቅዋም ወይ ፍትሒ ይንገስ ምባል ነውሪ ወይ ጌጋ ስለዝኾነ ድዩ ቤተ ክርስትያን እዚ ኩሉ በደል እናተፈጸመ ሱቕ ኢላ ዝጸንሐት፧ * ንኣቡነ ኣንጦንዮስ መናፍቓን ኢልካ ምኹናን ኪንዮ ፖለቲካ ዝኸደ ናብ'ቲ ሰረተ እምነት ኣይኣተወን ዶ፧ * ፋሕ ፋሕ ዝበሉ ጥርናፈታት ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ማህሰይቲ ኣይህልዎን ዶ፧ ብፍላይ ከኣ ኣብ ወጻኢ፧ * መንግስታዊ ምትእትታው ኣብ ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ኣሎ ድዩ፧ ክሳብ ክንደይ እዩ፧

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መቐጸልታ ዘተ ምስ ቀሺ ዮናስ ወልደሩፋኤልን መጋቢ ዑቕባስላሰ ሃይለን * ብእምነት ደረጃ ንመራሒ ምቅዋም ወይ ፍትሒ ይንገስ ምባል ነውሪ ወይ ጌጋ ስለዝኾነ ድዩ ቤተ ክርስትያን እዚ ኩሉ በደል እናተፈጸመ ሱቕ ኢላ ዝጸንሐት፧ * ንኣቡነ ኣንጦንዮስ መናፍቓን ኢልካ ምኹናን ኪንዮ ፖለቲካ ዝኸደ ናብ'ቲ ሰረተ እምነት ኣይኣተወን ዶ፧ * ፋሕ ፋሕ ዝበሉ ጥርናፈታት ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ማህሰይቲ ኣይህልዎን ዶ፧ ብፍላይ ከኣ ኣብ ወጻኢ፧ * መንግስታዊ ምትእትታው ኣብ ወንጌላውያን ቤተክርስትያናት ኣሎ ድዩ፧ ክሳብ ክንደይ እዩ፧

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now