ኣቶ ሙልጌታ ደሞዝ ሓደ ካብ ምሁራት ማሕበረሰብ ትግራይ ኮይኖም፡ ኣብዚ ቅሩብ እዋን ብዛዕባ ህሉው ኩነታት ትግራይን ኣብ ወጻኢን ኣብ ዉሽጢ ዓዲን ዘለዎ ትግራዋይ ክገብሮ ብዛዕባ ዝግባእ ሓደ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ኣቕሪቦም ኔሮም። ነዚ መሰረት ብምግባር ትግራይ ትማልን ሎምን ኣብትሕቲ ዝብል ዛዕባ ዘትዮም ኣለዉ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

