SKIP TO MAIN CONTENT

ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን (27/05/2019)

HoA News (27/05/2019)
Source: Twitter Borkena Youtube

ፈደራል ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ መጸዋዕታ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ጸጥታ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታቸው ኣሰፋን ሰለስተ ካልኦት ሓለፍቲ ሃገራት ትካል ሓበሬታን ጸጥታን ክቐርብ ኣዚዙ፡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋ ህብብቲ ኣሜሪካዊት ተዋሳኢትን ተዋዛይትን (ኮሜዲያን) ቲፋኒ ሓድሽ ዜግነት ኤርትራ ተዋሂባ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት’ቲ በዓል ኣብ ዘስምዖ መደረ ነዚ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ግዜ ናይ ባህታን ሃረርታን ስምዒታዊ ባህሪ ዘለዎ እዋን ኮይኑ ምጅማር ሓድሽ መዋእል’ዩ ክብል ገሊጽዎ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፈደራል ቤት ፍርዲ ኢትዮጵያ መጸዋዕታ ትእዛዝ ቤት ፍርዲ ናብ ላዕለዋይ ሓላፊ ጸጥታ ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታቸው ኣሰፋን ሰለስተ ካልኦት ሓለፍቲ ሃገራት ትካል ሓበሬታን ጸጥታን ክቐርብ ኣዚዙ፡ ኤርትራዊ መበቆል ዘለዋ ህብብቲ ኣሜሪካዊት ተዋሳኢትን ተዋዛይትን (ኮሜዲያን) ቲፋኒ ሓድሽ ዜግነት ኤርትራ ተዋሂባ፡ ፕረዚደንት ኤርትራ ኣቶ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ብምኽንያት’ቲ በዓል ኣብ ዘስምዖ መደረ ነዚ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ምስ ኢትዮጵያ ተፈጢሩ ዘሎ ግዜ ናይ ባህታን ሃረርታን ስምዒታዊ ባህሪ ዘለዎ እዋን ኮይኑ ምጅማር ሓድሽ መዋእል’ዩ ክብል ገሊጽዎ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now