SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ መሰል በሪ ባሕሪ የኽበረለይ እዩ ትብሎን ካልኦት ዋኒናትን ዝሓዘ ረቂቕ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትዝትየሉ ላ፡፡

Homeland Report
Source: Eritrea

ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ፡ ኢትዮጵያ መሰል በሪ ባሕሪ የኽበረለይ እዩ ትብሎን ካልኦት ዋኒናትን ዝሓዘ ረቂቕ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትዝትየሉ ላ፡፡ ንሰደድ ንግዲ ወፃኢ ዝተልኣኸ 39.9 ሜትሪክ ቶን ዝምዘን ቡን ኣብ ምብራቓዊ ክልል ኦሮምያ ተኸቲሩ፡፡ 49 ሚኢታዊተ ቴሌኮም ክሽየጥ እዩ ተባሂሉ፡፡ ኢንቨስትመንት ትግራይ ካብቲ ዝተሓንፀፀሉ 20 ቢልዮን ብር ካፒታል ብዕፅፊ ዛይዱ ኣብ 11 ኣዋርሕ 41 ቢልዮን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃብቲ ወረቐት ፍቓድ ተዋሂቦምሉ ተባሂሉ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ፡ ኢትዮጵያ መሰል በሪ ባሕሪ የኽበረለይ እዩ ትብሎን ካልኦት ዋኒናትን ዝሓዘ ረቂቕ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ትዝትየሉ ላ፡፡ ንሰደድ ንግዲ ወፃኢ ዝተልኣኸ 39.9 ሜትሪክ ቶን ዝምዘን ቡን ኣብ ምብራቓዊ ክልል ኦሮምያ ተኸቲሩ፡፡ 49 ሚኢታዊተ ቴሌኮም ክሽየጥ እዩ ተባሂሉ፡፡ ኢንቨስትመንት ትግራይ ካብቲ ዝተሓንፀፀሉ 20 ቢልዮን ብር ካፒታል ብዕፅፊ ዛይዱ ኣብ 11 ኣዋርሕ 41 ቢልዮን ብር ካፒታል ንዘመዝገቡ ሰብ ሃብቲ ወረቐት ፍቓድ ተዋሂቦምሉ ተባሂሉ ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ኣብዚ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now