ናይ ወሰን ኮሚሽን ክቐውም ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያ ወሲኑ፡ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ግና ነቲ ዉሳኔ ነጺግሉ ኣብዘሎ እዋን፣ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዉድብ ዓረና ትግራይ ንዴሞክራሲን ሉኣላውነትን ኣይተ ዓምዶም ገብረስላሴ ምስዚ ዝተኣሳሰር ርእይቶኦም ሂቦም ኣለዉ። ብዘይካዚ፡ ካብ ዝተፈላለይ ከባቢታት ንዝተመዛበሉ ልዕሊ 70 ሽሕ ተጋሩ ኣስታት 78 ሚልዮን ብር ተዋህሊሉሎም ተባሂሉ
Share

Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends

