ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ርእሰ ከተማ ቻይና ቤጂንግ ዝካየድ ዘሎ 3ይ ዋዕላ ተበግሶ ቅናትን መንገድን መደረ ኣስሚዑ። ኣብ ትግራይ በቢ ሰላሳ ዓመቱ ዘጋጥም ኲናት ንምእላይ ጻዕርታት ከም ዝግበር ፕሬዝደንት ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ተዛሪቡ። ኢጋድ ኣብ ሓለዋ ስደተኛታት ዝጥምት መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣሳሊጡ።
Share

Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Share this with family and friends
