SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ ዶብ ኢትዮ-ኤርትራ ምሉእ ሰላም ከይህሉ መንግስቲ ኤርትራ ይዕንቅፎ ኣሎ፡ ኢሉ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ይኣምን።

Homeland
Source: DW

ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሕጋውን ትካላውን መስርሕ ክፍታሕ ድሌት ከም ዘለዎ መንግስቲ ትግራይ ገሊጹ። እቶም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ሃገሮም ዘሎ ስርዓት ክሳብ ዝዕሪ ወይ ከኣ ዝድልዮዎ ስርዓት ክሳብ ዝትከል መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌደራልን ዓለምለኻውያን ትካላትን ዝከኣሎ ከም ዝሕግዞም ሓቢሩ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጉዳይ ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ብሕጋውን ትካላውን መስርሕ ክፍታሕ ድሌት ከም ዘለዎ መንግስቲ ትግራይ ገሊጹ። እቶም ኣብ ትግራይ ዘለዉ ስደተኛታት ኤርትራ ኣብ ሃገሮም ዘሎ ስርዓት ክሳብ ዝዕሪ ወይ ከኣ ዝድልዮዎ ስርዓት ክሳብ ዝትከል መንግስቲ ትግራይ ምስ መንግስቲ ፌደራልን ዓለምለኻውያን ትካላትን ዝከኣሎ ከም ዝሕግዞም ሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now