SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ትግራይ፡ ነቶም ካብ ፈደራል መንግስቲ ዝተባረሩ ኣባላት ህወሓት ኣብ ትግራይ ይሸሞም ኣሎ። (ካብ ጸብጻብ)

Homeland
Source: Ethiopian Government/ TPLF

መንግስቲ ትግራይ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቱ ዝተኣልየ ዶክተር ሰለሞን ኪዳነን፣ ካብ መዝነት ሚንስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝተኣልያ ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄርን ዝርከቡዎም ሓደስቲ ሹመታት ኣብ ትግራይ ይህብ። ብሕልፊ " ርክብ በይነ" መንግስታት ዝብል ንኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴ ዝተውሃበ ቅድሚ ሕጂ ዘይነበረ መዝነት ኣዋዓዋዒ ኮይኑ ኣሎ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንግስቲ ትግራይ ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቱ ዝተኣልየ ዶክተር ሰለሞን ኪዳነን፣ ካብ መዝነት ሚንስትር ንግድን ኢንዱስትሪን ዝተኣልያ ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄርን ዝርከቡዎም ሓደስቲ ሹመታት ኣብ ትግራይ ይህብ። ብሕልፊ " ርክብ በይነ" መንግስታት ዝብል ንኣይተ ኣስመላሽ ወልደስላሴ ዝተውሃበ ቅድሚ ሕጂ ዘይነበረ መዝነት ኣዋዓዋዒ ኮይኑ ኣሎ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now