ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ ካብ ሕቡራት ዓረብ ኤምሬት ቀጺሎም ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ። ሰለብሪቲ ኢቨንት ዝተብሃለ ትካል ህወሓትን ህግደፍን ብዘይምትዕራቖም ኣብ ዶብ ዘሎ ህዝቢ ይህሰ ከም ዘሎ ብምግላጽ 20 ዝኣባላታ ጉጅለ ንዕርቂ ናብ ኣስመራ ተምርሕ ኣፍሊጡ። ሰልፊ ብልጽግና ብቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ኣፍልጦ ረኸቡ። ኣብ ክልል ሶማል ኣብ ዝነበረ ኣብ ምንዳድ ኣብያተ እምነት ዘቕንዐ ተቓውሞ ብውሑዱ 2 ሰባት ተቐቲሎም። ዝብሉን ካልኦትን...
Share






