SKIP TO MAIN CONTENT

“ምምሕዳር ትራምፕ ወሲድዎ ዘሎ ስጉምቲ ንዝምድና ኤርትራን ኣመሪካን ዘሐርፍፍ እዩ።” ሚ/ር ዑስማን ሳልሕ (ካብ ጸብጻብ)

Homeland
Source: EBC

ኢትዮጵያ ሓይሊ ባሕሪ ናብ ስራሕ ክተእቱ ምስ ፈረንሳይ ተወዓዒላ። ኤርትራ መንግስቲ ኣሜሪካ ንዘውጽኦ እገዳ ትቃወም። ሰብ መዚ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ግድብ ህዳሴ ዘውጽኡዎ ሓሳብ ነንሕድሕዱ ይገራጮ። ህንጸት እቲ ግድብ ክቕልጥፍ ከኣ ምሽብሻብ ይግበር። ትካል ገንዘብ ዓለም ኣይኤምኤፍ እቲ ብልዕሊ 10% ሚኢታዊት ክዓቢ ዝፀንሐ ቁጠባ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ 5 ዓመታት ብትሕቲ 9% ከም ዝቕጽል ኣሚቱ። ኣብ ኤርትራ ባህላዊ ዕደና ወርቂ ዝግበረሉ ከባቢ ሞጎሎ ብዘጋጠመ ምህማም መሬት 16 ሰባት ሞይቶም፣ 15 ቆሲሎም፣ ሰለስተ ሃለዋቶም ኣይተረኸበን 7 ብደሓን ወጽዮም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኢትዮጵያ ሓይሊ ባሕሪ ናብ ስራሕ ክተእቱ ምስ ፈረንሳይ ተወዓዒላ። ኤርትራ መንግስቲ ኣሜሪካ ንዘውጽኦ እገዳ ትቃወም። ሰብ መዚ መንግስቲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ግድብ ህዳሴ ዘውጽኡዎ ሓሳብ ነንሕድሕዱ ይገራጮ። ህንጸት እቲ ግድብ ክቕልጥፍ ከኣ ምሽብሻብ ይግበር። ትካል ገንዘብ ዓለም ኣይኤምኤፍ እቲ ብልዕሊ 10% ሚኢታዊት ክዓቢ ዝፀንሐ ቁጠባ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ 5 ዓመታት ብትሕቲ 9% ከም ዝቕጽል ኣሚቱ። ኣብ ኤርትራ ባህላዊ ዕደና ወርቂ ዝግበረሉ ከባቢ ሞጎሎ ብዘጋጠመ ምህማም መሬት 16 ሰባት ሞይቶም፣ 15 ቆሲሎም፣ ሰለስተ ሃለዋቶም ኣይተረኸበን 7 ብደሓን ወጽዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now