SKIP TO MAIN CONTENT

መንግስቲ ትግራይን መንግስቲ ፌዴራል ኢትዮጵያን ወጥሮም ብልዝብ ክፈትሑ ሽማግለ ከም ዝቖመ ይግለጽ።

Homeland
Source: Ethiopian Government

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ንመንግስቲ ክልል ኣምሓራ ይኸስስ። ሓሙሽተ ኣባላት ስድራ ቤታ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝሰኣነት ኣደ መዘክሪኦም ዝኸውን ሆስፒታል ኣብ ትግራይ ሃኒጻ ተመርቕ። ኮኸብ ኢንዱስትሪ ፊልም ሆሊውድ ዝኾነት እልፍነሽ ኣብ ትግራይ ዑደት ተሳልጥ። ኤርትራ ወፍሪ ፈንቅል ንምጽምባል ትሸባሸብ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ እስልምና ንመንግስቲ ክልል ኣምሓራ ይኸስስ። ሓሙሽተ ኣባላት ስድራ ቤታ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ዝሰኣነት ኣደ መዘክሪኦም ዝኸውን ሆስፒታል ኣብ ትግራይ ሃኒጻ ተመርቕ። ኮኸብ ኢንዱስትሪ ፊልም ሆሊውድ ዝኾነት እልፍነሽ ኣብ ትግራይ ዑደት ተሳልጥ። ኤርትራ ወፍሪ ፈንቅል ንምጽምባል ትሸባሸብ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now