Source: AP/ EBCካልእ ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣቶ ሃብተኣብ ተስፋጽዮን ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ኮይኖም። ክሳብ 150 ሚልዮን ዝግመቱ ኣባላት ዝሓዘ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ሰሜናዊ ኬንያ ተራእዩ ተባሂሉ። ብኣግኡ እንተዘይተመኪቱ ክሳብ ሰነ ብ500% ክውስኽ ዩ ክብል ትካል ሕርሻን ምግብን ዓለም ኣጠንቂቑ። ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኤርትራ ትርከብ 7 ሃገራት ዜጋታቱ ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዉ ዝቕይድ መምርሒ የዳሉ። እንተዀነ እቲ እግድ ዘይከምቲ ቅድሚ ሕጂ እስላም ዝበዝሑወን ሃገራት ዝተገብረ እገዳ እዩ ዝብሉ ግምታት ኣለዉ።
ካልእ ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣቶ ሃብተኣብ ተስፋጽዮን ኣማሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኤርትራ ኮይኖም። ክሳብ 150 ሚልዮን ዝግመቱ ኣባላት ዝሓዘ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ሰሜናዊ ኬንያ ተራእዩ ተባሂሉ። ብኣግኡ እንተዘይተመኪቱ ክሳብ ሰነ ብ500% ክውስኽ ዩ ክብል ትካል ሕርሻን ምግብን ዓለም ኣጠንቂቑ። ምምሕዳር ዶናልድ ትራምፕ ኤርትራ ትርከብ 7 ሃገራት ዜጋታቱ ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዉ ዝቕይድ መምርሒ የዳሉ። እንተዀነ እቲ እግድ ዘይከምቲ ቅድሚ ሕጂ እስላም ዝበዝሑወን ሃገራት ዝተገብረ እገዳ እዩ ዝብሉ ግምታት ኣለዉ።