SKIP TO MAIN CONTENT

ኢትዮጵያ ካብ ሱዳን ወደብ ባሕሪ ትጠልብ።

Homeland
Source: Wikimedia

ኣርእስታት ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ መልእኽቲ ዮሃና ሓዳስ ዓመት 2020 ብፅሑፍ ኣሕሊፎም። ኣብ ውሽጢ ሀገርን ወጻኢን ዘለዉ ኤርትራውያን ንዓመተ 2020 ብድሙቕ ጽምብል ተቐቢሎዋ። ኢትዮጵያ ካብ ሱዳን ወደብ ባሕሪ ትጠልብ። ኣካያዲ ስራሕ ናይ ኦሮምያ ሚድያ ኔትዎርክ ጃዋር መሓመድ ናብ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፌደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ተጸንቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ አፈወርቂ መልእኽቲ ዮሃና ሓዳስ ዓመት 2020 ብፅሑፍ ኣሕሊፎም። ኣብ ውሽጢ ሀገርን ወጻኢን ዘለዉ ኤርትራውያን ንዓመተ 2020 ብድሙቕ ጽምብል ተቐቢሎዋ። ኢትዮጵያ ካብ ሱዳን ወደብ ባሕሪ ትጠልብ። ኣካያዲ ስራሕ ናይ ኦሮምያ ሚድያ ኔትዎርክ ጃዋር መሓመድ ናብ ፖለቲካዊ ሰልፊ ፌደራላዊ ኮንግረስ ኦሮሞ ተጸንቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now