SKIP TO MAIN CONTENT

ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ኣካታዒ ኣርእስቲ ኮይኑ። (ጸብጻብ)

Homeland
Source: Supplied

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣሰር ጥንታዊት ወደብ ኣዱሊስ ዝሕብሩ ሓድግታት ብኳዕቲ ይርከቡ። ኣብ መቐለ ብልዕሊ 4 ቢልዮን ብር ካብ ዝህነጻ መገድታት 32 ኪ.ሜ ተዛዚሙ ንስራሕ ክፉት ኮይኑ፣ ሓወልቲ ሜጀር ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ተሃኒጹ። ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሰሌዳ ጊዜ ዘርጊሑ። ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ኣካታዒ ኣርእስቲ ኮይኑ። ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ 'ካብ ሰማይ ዝወረደ' ዝተብሃለ ሓዊ 30 ብሳዕሪ ዝተሰርሑ ሰቐላታት ገዛውቲ ኣንዲዱ ተባሂሉ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ፡ ኣሰር ጥንታዊት ወደብ ኣዱሊስ ዝሕብሩ ሓድግታት ብኳዕቲ ይርከቡ። ኣብ መቐለ ብልዕሊ 4 ቢልዮን ብር ካብ ዝህነጻ መገድታት 32 ኪ.ሜ ተዛዚሙ ንስራሕ ክፉት ኮይኑ፣ ሓወልቲ ሜጀር ጀነራል ገዛኢ ኣበራ ተሃኒጹ። ቦርድ መረጻ ኢትዮጵያ ሓዱሽ ሰሌዳ ጊዜ ዘርጊሑ። ጉዳይ ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ዓለምለኻዊ ጉባኤ ኣካታዒ ኣርእስቲ ኮይኑ። ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ 'ካብ ሰማይ ዝወረደ' ዝተብሃለ ሓዊ 30 ብሳዕሪ ዝተሰርሑ ሰቐላታት ገዛውቲ ኣንዲዱ ተባሂሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now