Source: Ghideon Mussaኣርእስታት ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዝነበሩ ኤርትራውያን ንስድራቤት ስውኣት ይሕግዙ:: ብገበን መቕተልቲ ሰብ መዚ ክልል ኣምሓራ ዝተጠርጠሩ ሓለፍቲ ብናጻ ይፍትሑ:: ኣብ ሓውዜን ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ዕሸላት ብሓደ ጊዜ ወሊዳ:: ኣፍረይቲ ሰሊጥ ትግራይ ንትካል ዕዳጋ ፍርያት ኢትዮጵያ ሰሊጥ ኣይንሸይጥን ይብሉ::
ኣርእስታት ፡ ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዝነበሩ ኤርትራውያን ንስድራቤት ስውኣት ይሕግዙ:: ብገበን መቕተልቲ ሰብ መዚ ክልል ኣምሓራ ዝተጠርጠሩ ሓለፍቲ ብናጻ ይፍትሑ:: ኣብ ሓውዜን ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ዕሸላት ብሓደ ጊዜ ወሊዳ:: ኣፍረይቲ ሰሊጥ ትግራይ ንትካል ዕዳጋ ፍርያት ኢትዮጵያ ሰሊጥ ኣይንሸይጥን ይብሉ::