Source: Ethiopian Governmentኣርእስታት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ ስሉሳዊ ስምምዕ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን ክድንፍዕ ተሰማሚዖም። ሓካይም ቻይና ንኣዒንቲ ልዕሊ 1200 ኤርትራውያን ሓኪሞም። ቀዳማይ ሚንስትር ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ደመቀ መኮነንን ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸውን መከላኸልቲ ምስክርነት ሎሚ ሰኑይ ክህቡ ብአቶ በረከት ስምዖን ተጸሪሖም። ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ገዱ ኣንዳርጋቸው ግን ኣብ ኣሜሪካ እዮም ዘለዉ። ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝተጨወዩ ተምሃሮ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወለዲ እቶም ግዳያትን የዋጥጥ።
ኣርእስታት፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ምስ ፕረዚደንት ሶማልያ መሓመድ ዓብዱላሂ ስሉሳዊ ስምምዕ ኤርትራ፣ ኢትዮጵያን ሶማልያን ክድንፍዕ ተሰማሚዖም። ሓካይም ቻይና ንኣዒንቲ ልዕሊ 1200 ኤርትራውያን ሓኪሞም። ቀዳማይ ሚንስትር ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ፣ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትር ደመቀ መኮነንን ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገዱ ኣንዳርጋቸውን መከላኸልቲ ምስክርነት ሎሚ ሰኑይ ክህቡ ብአቶ በረከት ስምዖን ተጸሪሖም። ሚንስትር ጉዳይ ወጻኢ ገዱ ኣንዳርጋቸው ግን ኣብ ኣሜሪካ እዮም ዘለዉ። ካብ ዩኒቨርሲቲ ዝተጨወዩ ተምሃሮ መንግስቲ ኢትዮጵያን ወለዲ እቶም ግዳያትን የዋጥጥ።