SKIP TO MAIN CONTENT

ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ምም/ መቐለ ኸልኪሉ። (ካብ ጸብጻባት)

Homeland
Source: Mekele University

ኣርእስታት ጸብጻብ ዜና፡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣብ መሓውር መንግስቶም ንዘለዉ ፀላእቲ ከም ዘይዕገሱዎም ተዛሪቦም። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዝነበሩ ኤርትራውያን ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ገንዘብ ከም ዘወፈዩ ተሓቢሩ። መደመር ዝተሰምየ መፅሓፍ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ 20 ከተማታት ኢትዮጵያ ተመሪቑ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ከልኪሉ። ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት በወገኑ ካብ ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ ንዝመጹ ተምሃሮ ብሰላማዊ ሰልፊ ተቐቢሉ።

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት ጸብጻብ ዜና፡ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ኣብ መሓውር መንግስቶም ንዘለዉ ፀላእቲ ከም ዘይዕገሱዎም ተዛሪቦም። ኣብ ውሽጢ ሃገርን ወጻኢን ዝነበሩ ኤርትራውያን ንስድራ ስውኣት ሓገዝ ገንዘብ ከም ዘወፈዩ ተሓቢሩ። መደመር ዝተሰምየ መፅሓፍ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ 20 ከተማታት ኢትዮጵያ ተመሪቑ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ተጋሩ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ካብ ትግራይ ወጻኢ ኣብ ዘለዋ ዩኒቨርሲታት ዝወርዶም መጥቃዕቲ ጠጠው ንክብል ዝጠልብ ሰላማዊ ሰልፊ ከልኪሉ። ምምሕዳር ከተማ ዓዲግራት በወገኑ ካብ ካልኦት ክልላት ኢትዮጵያ ንዝመጹ ተምሃሮ ብሰላማዊ ሰልፊ ተቐቢሉ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now