Source: Eritrea and Qatarኣብ መዓልቲ ብሔር፣ ብሔረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚንስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ እቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፌዴራሊዝም ብግብሪ ክረአ እንከሎ ናይ ኢድ ኣዙር ኣሃዳዊ ስርዓት ነይሩ ኢሎም። ኤርትራ ኣብ ናይ ቀዳሞት ሰለስተ ዓመታት ስትራተጂ ጽላት ጥዕና ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህጻናትን፣ መልከፍቲ ቲቢን ኤችኣይቪ ኤይድስን ዝነኣድ ዕማም ኣሳሊጣ ተባሂሉ። 10 ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ነቲ ኢህወዴግ ይትረፈኒ ኢሉ ናብ ውህደት ዝኣተወ ኣብ ብሔር ዝተደረኸ ኣወዳድባ ደጊፈን ብሓንሳብ ክሰርሓ ስምምዕ ፈጺመን። ማስተር ፕላን ኣዲስ ኣበባ ዳግም መበገሲ ውጥጥ ኮይኑ ተላዒሉ። ኤርትራን ኳታርን ሓይለ ቃላት ዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ይለዋወጣ ኣለዋ። ግብጺ ንኢትዮጵያ ነቲ ብባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተኸተመ ስምምዕ ክትቅበሎ ፀቕጢ ተሕድር ከም ዘላ ሰብ መዚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጾም።
ኣብ መዓልቲ ብሔር፣ ብሔረ ሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ መደረ ዘስምዑ ቀዳማይ ሚንስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ እቲ ኣብ ስራሕ ዝፀንሐ ፌዴራሊዝም ብግብሪ ክረአ እንከሎ ናይ ኢድ ኣዙር ኣሃዳዊ ስርዓት ነይሩ ኢሎም። ኤርትራ ኣብ ናይ ቀዳሞት ሰለስተ ዓመታት ስትራተጂ ጽላት ጥዕና ኣብ ምንካይ ሞት ኣዴታትን ህጻናትን፣ መልከፍቲ ቲቢን ኤችኣይቪ ኤይድስን ዝነኣድ ዕማም ኣሳሊጣ ተባሂሉ። 10 ተቓወምቲ ውድባት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ነቲ ኢህወዴግ ይትረፈኒ ኢሉ ናብ ውህደት ዝኣተወ ኣብ ብሔር ዝተደረኸ ኣወዳድባ ደጊፈን ብሓንሳብ ክሰርሓ ስምምዕ ፈጺመን። ማስተር ፕላን ኣዲስ ኣበባ ዳግም መበገሲ ውጥጥ ኮይኑ ተላዒሉ። ኤርትራን ኳታርን ሓይለ ቃላት ዝዓብሎም ጋዜጣዊ መግለጺታት ይለዋወጣ ኣለዋ። ግብጺ ንኢትዮጵያ ነቲ ብባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተኸተመ ስምምዕ ክትቅበሎ ፀቕጢ ተሕድር ከም ዘላ ሰብ መዚ መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጾም።