SKIP TO MAIN CONTENT

በዓል ዓሹራ ኣብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሹ፣ ካብ ኤርትራ፣ ሱዳንን ጁቡትን ብዝመፁ ኣመንቲ እስልምና ይኽበር ኣሎ፡፡ (ጸብጻብ)

Homeland
Source: FBC

ካልኦት ዜናታት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሃዝ ብኮሌራ ዝተጠቕዑ ሰባት ካብ ኣስታት 2000 ናብ 64 ሰባት እንትትንኪ ለበዳ ሕማም ችኩንጉኒያ ካብ 20,000 ናብ 29,000 ሰባት በሪኹ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ማእከላዊ ዝበሃል ቤት ማሕዩር ድሕሪ ምዕፃዉ ንተዓዘብቲ ተኸፊቱ፡፡ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ 99 ሄክታር መሬት ኣብ ልዕሊ ኣግራብ መጥቃዕቲ ዝፈተነ ዕስለ ኣንበጣ ይምከት ኣሎ ተባሂሉ፡፡ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ንቲ ቤተ ክህነት ኦሮምያ ክምስርት ዝነጥፍ ዘሎ ኮሚቴ ከም ትኸሶ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ኮሚቴ ብወገኑ ምልኣተ ጉባኤ ኣብ ዘይነበረሉ ኣኼባ ዝተወሰነ ውሳነ መስርሕ ዝጠሓሰ እዩ ኢሉ፡፡

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካልኦት ዜናታት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣሃዝ ብኮሌራ ዝተጠቕዑ ሰባት ካብ ኣስታት 2000 ናብ 64 ሰባት እንትትንኪ ለበዳ ሕማም ችኩንጉኒያ ካብ 20,000 ናብ 29,000 ሰባት በሪኹ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነበረ ማእከላዊ ዝበሃል ቤት ማሕዩር ድሕሪ ምዕፃዉ ንተዓዘብቲ ተኸፊቱ፡፡ ኣብ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ 99 ሄክታር መሬት ኣብ ልዕሊ ኣግራብ መጥቃዕቲ ዝፈተነ ዕስለ ኣንበጣ ይምከት ኣሎ ተባሂሉ፡፡ ሲኖዶስ ቤተ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ንቲ ቤተ ክህነት ኦሮምያ ክምስርት ዝነጥፍ ዘሎ ኮሚቴ ከም ትኸሶ ኣፍሊጣ፡፡ እቲ ኮሚቴ ብወገኑ ምልኣተ ጉባኤ ኣብ ዘይነበረሉ ኣኼባ ዝተወሰነ ውሳነ መስርሕ ዝጠሓሰ እዩ ኢሉ፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now