ኢትዮጵያ፡ ብዘይግቡእ ፍቓድ ዝነብሩ ወጻእተኛታት ሰነዳቶም ከጻርዩ ጸዊዓ።05:01SBS TigrinyaView Podcast SeriesFollow and SubscribeApple PodcastsYouTubeSpotifyDownload (4.31MB)Download the SBS Audio appAvailable on iOS and Android ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ፡ ኢትዮጵያ ምስ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ዝገበረቶ ስምምዕ "ዝነጽግ" ሕጊ ፈሪሙ ኣጽዲቑ። ኤርትራ፡ ካብ ሩስያ ዝተለገሰላ 25 ሽሕ ቶን እኽሊ ተቐቢላ።ShareLatest podcast episodesቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026)ግጥማት ባይታ ቴኒስ ኣውስትራልያን ኦፕን ይጅመር ኣሎ፣ ከመይ ክኸይድ'ዩ፧ መነመን'ዮም እቶም ሓያላት፧መንግስቲ ኢትዮጵያ ንህወሓትን መንግስቲ ኤርትራን ከሲሱ፣ ሃገራዊ መረጻ ኣብ ትግራይ ንምክያድ ምድላዋት ተገይሩ፣ (ጽብጻባት ልኡኽና)