SKIP TO MAIN CONTENT

ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ (ኤስ.ቢ.ኤስ. 26 ነሓሰ 2017)

Oromia (search by image)
Oromia (search by image) Source: Oromia (search by image)

ኣብ ከተማ ጂማ ዝተፈንጀረ ፈንጂ 13 ሰባት ኣቑሲሉ።ናብ ክልል ኦሮሚያ ክኣቱ ዝተፈተነ ዘይወግዓዊ ፍርቂ ሚሊዮን ዶላር ኣመሪካ ተታሒዙ፡፣ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ኦሮሚያ ተቓዉሞ ህዝቢ ተኸሲቶም።ትግራይ ብዘርኣየቶ ልምዓት ዝደረቑ ከባቢታት፡ኢትዮጵያ ንብራዚል፡ ቻይና፡ ኒጀርን ኣውስትራሊያን መሪሓ ናይዚ ዓመት በቲ ዓውዲ ናይ ወርቂ ተሰላሚት ኮይና።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ከተማ ጂማ ዝተፈንጀረ ፈንጂ 13 ሰባት ኣቑሲሉ።ናብ ክልል ኦሮሚያ ክኣቱ ዝተፈተነ ዘይወግዓዊ ፍርቂ ሚሊዮን ዶላር ኣመሪካ ተታሒዙ፡፣ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ኦሮሚያ ተቓዉሞ ህዝቢ ተኸሲቶም።ትግራይ ብዘርኣየቶ ልምዓት ዝደረቑ ከባቢታት፡ኢትዮጵያ ንብራዚል፡ ቻይና፡ ኒጀርን ኣውስትራሊያን መሪሓ ናይዚ ዓመት በቲ ዓውዲ ናይ ወርቂ ተሰላሚት ኮይና።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now