ልኡኽና ዝሰደደልና ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ፕረዚደንት ሶማልያ - ሓሰን ሼኽ ማሕሙድ፡ ኣስመራ ኣትዩ። ባይቶታት ፌደሬሽንን ወከልቲ ህዝቢን ኢትዮጵያ ሎሚ ሰኑይ ከም ዝእከብ ተገሊጹ። ኣብ ትግራይ ን9-ሺሕ ተማሃሮ ናይ 12 ክፍሊ ሃገራዊ መልቀቒ ፈተና ከም ዝወሃብ ተሓቢሩ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ብሰንኪ ግጭት 1,216 ኢንዳስትሪታት ስራሕ ደው ምባሎም ተሰሚዑ። ኤርትራውያን ነበርቲ እስራኤል ነቲ ኣብታ ሃገር ተወሊዑ ንዘሎ ኲናት ስዒቡ ይተሓጋገዙ ከም ዘለዉ ገሊጾም።
Published
Presented by Tsegay Kinfe
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends