Source: Ethiopian Governmentከምቲ ኣብ ካልእ ክፋል ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ጠለብ ህዝቢ እናዓበየ ይመጽእ ኣሎ። ነዚ ዘሎ ጸገም ንምፍታሕ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ትግራይ ይግበር ኣሎ። ኣብዚ ጸብጻብ መንእሰያት ከተማ ኲሓ ኣብ ምዕጋት ዘይሕጋዊ ወራር መሬት፣ ምንካይ ሸቕሊ ኣልቦነት፣ ምንጋስ ምዕሩይ ምሕደራ፡ ዝብሉ ዛዕባታት ምስላዕለዎት ሰብ መዚ ፊት ንፊት ገጢሞም ዝሞጎትሉ ኰነታት ልኡኽና ካብ ከተማ መቐለ ሰዲዱልና ኣሎ፡፤ ነዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ምሉ እ ትህዝቶ ክስማዕ ይከኣል እዩ።
ከምቲ ኣብ ካልእ ክፋል ኢትዮጵያ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ቁጠባዊ፡ ማሕበራዊን ፖለቲካዊን ጠለብ ህዝቢ እናዓበየ ይመጽእ ኣሎ። ነዚ ዘሎ ጸገም ንምፍታሕ ዝተፈላለዩ መድረኻት ዘተ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋል ትግራይ ይግበር ኣሎ። ኣብዚ ጸብጻብ መንእሰያት ከተማ ኲሓ ኣብ ምዕጋት ዘይሕጋዊ ወራር መሬት፣ ምንካይ ሸቕሊ ኣልቦነት፣ ምንጋስ ምዕሩይ ምሕደራ፡ ዝብሉ ዛዕባታት ምስላዕለዎት ሰብ መዚ ፊት ንፊት ገጢሞም ዝሞጎትሉ ኰነታት ልኡኽና ካብ ከተማ መቐለ ሰዲዱልና ኣሎ፡፤ ነዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ምሉ እ ትህዝቶ ክስማዕ ይከኣል እዩ።