ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንመንግስቲ ኣሜሪካ ንኣዋርሕ፡ ወይ ንዓመታት’ውን ክኸውን ዝኽእል ብኸፊል ዓጽይዎ ከምዝጸንሕ ኣጠንቂቑ። ሚስተር ትራምፕን መራሕቲ ሰልፊ ዲሞክራትን ብዛዕባ’ቲ ሚስተር ትራምፕ ዝሓተቶ ክሳብ $6ቢልዮን ዶላር ኣሜሪካ ዝበጽሕ ንመህነጺ መንደቕ ብሸነኽ ዶብ ሜክሲኮ ፍልልያቶም ክፈትሑ ኣይክኣሉን።
Share

Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends


