SKIP TO MAIN CONTENT

ሓጸርቲ ጸብጻብ ካብ ኢትዮጵያ

Homeland
Source: Tsegay Kinfe

ፀሊም ሳንዱቕ / ሳንዱቕ ሓበሬታ/ እታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ አየር ኢትዮጵያ ሙሉእ ሓበሬታ ክህብ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ይርከብ ክብል ሚንስትሪ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣስከሬን እቶም ግዳያት ትማሊ ሰንበት ተሰንዩ፡፡ ረድኤት ናብ ግዳያት ጥምየት ከይኣቱ ዝኸልከሉ ብሕጊ ይተሓተቱ ተባሂሉ፡፡ መንግስትራይ ኣብ ዘጣየሾ ሓዱሽ ኮሚቴ መዋህለሊ እቶት ንምሉእ ቁመና ምዕባለ ትግራይ አብ ውሽጢ ዓዲን ወጻእን ዝነብሩ ተወለድትን ፈተውቲ ምዕባለ ትግራይ ዕዙዝ ሱታፌኦም ከሐይሉ ፀዊዑ፡፡ ዝብሉን ካልኦትን፡፡

Published

By Tsegay Kinfe

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፀሊም ሳንዱቕ / ሳንዱቕ ሓበሬታ/ እታ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት መገዲ አየር ኢትዮጵያ ሙሉእ ሓበሬታ ክህብ ኣብ ዝኽእለሉ ኩነታት ይርከብ ክብል ሚንስትሪ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ኣስከሬን እቶም ግዳያት ትማሊ ሰንበት ተሰንዩ፡፡ ረድኤት ናብ ግዳያት ጥምየት ከይኣቱ ዝኸልከሉ ብሕጊ ይተሓተቱ ተባሂሉ፡፡ መንግስትራይ ኣብ ዘጣየሾ ሓዱሽ ኮሚቴ መዋህለሊ እቶት ንምሉእ ቁመና ምዕባለ ትግራይ አብ ውሽጢ ዓዲን ወጻእን ዝነብሩ ተወለድትን ፈተውቲ ምዕባለ ትግራይ ዕዙዝ ሱታፌኦም ከሐይሉ ፀዊዑ፡፡ ዝብሉን ካልኦትን፡፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now