SKIP TO MAIN CONTENT

ኤርትራ ንምትእትታው ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ከምትቃወሞን ንግዝኣታዊ ሓድነት እታ ሃገር ከም ትድግፍን ገሊጻ። (ጸብጻብ)

Homeland News
Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኤርትራ ንምትእትታው ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ከምትቃወሞን ንግዝኣታዊ ሓድነት እታ ሃገር ከም ትድግፍን ገሊጻ። መበል 60 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣስመራ ተኸቢሩ። ኣብ ትግራይ ልዕሊ 6500 ኣብ ዓፋርን ኣምሓራን ኣስታት 600 ኣብያተ ትምህርቲ ብምዕናዎም ልዕሊ 1.4 ሚልዮን ተምሃሮ ልዕሊ 48 ሽሕ መማህራን ካብ ትምህርቲ ቦኺሮም። ሚንስትሪ ንግድን ኢንዱስትሪን ኢትዮጵያ ቁጠባዊ ሸርሕታት ፈጺሞም ብዝብል ልዕሊ 50 ሽሕ ኣብያተንግዲ ዓሺጉ፣ ንልዕሊ 80 ሽሕ መጠንቀቕታ ከም ልዕሊ 1500 ከኣ ፍቓዶም ከም ዝሰረዘ ገሊጹ። ሃገራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ: ባንክታት እታ ሃገር ውህሉል መጠን ኣታዊ ኣብ ቤትጽፈቱ ዝዓቑርኦ ገንዘብ ካብ 5% ናብ 10% ፣ መጠን ወለድ: ልቓሕ ሓጺር እዋን ካብ 13% ናብ 16% ክውስኽ፣ መጠን ካብ ትካል ረድኤት ዝርከብ ሸርፊ ወጻኢ ካብ 30% ናብ 50% ወሲኹ ክዕቆር ዘገድድ ሕጊ ኣውጺኡ። ዝብሉን ካልኦትን ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ድሕሪ ዜና ክቐርብ እዩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now