SKIP TO MAIN CONTENT

'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት)

Homeland
Source: SBS

ኣርእስታት፡ 'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) መንግስቲ ፌደራል ኢትዮጵያ ብናቱ ገንዘብ ዝምወላ መራኸብቲ ሓፋሽ ሽፋን ጸብጻብ ከይህብኦ ዝኸልከሎ መድረኽ ምድሓን ፌዴራሊዝም ኣብ መቐለ ተሳሊጡ። ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ተላዚቦም። ቀዳማይ ሚንስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ንልዝብ ዝዓደመም ልዕሊ 100 ሽማግለታት ካፋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተዉ ምስቲ ቀዳማይ ሚንስትር ከይተራኸቡ ተመሊሶም። መፅሓፍ ፍቕሪ ዓሲምባ ብፊልም ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ። ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኢትዮጵያ 18.6% ከም ዝበጽሐ ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ እታ ሃገር ሓቢሩ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣርእስታት፡ 'ኢንስቲትዩት መረብ' ኣብ ዝተሰምየ ሓዱሽ ትካል ትምህርቲ፣ 80 ተጋሩ 80 ኤርትራውያን ክመሃሩ ምሽብሻባት ይግበሩ ኣለዉ ተባሂሉ። (ጸብጻባት) መንግስቲ ፌደራል ኢትዮጵያ ብናቱ ገንዘብ ዝምወላ መራኸብቲ ሓፋሽ ሽፋን ጸብጻብ ከይህብኦ ዝኸልከሎ መድረኽ ምድሓን ፌዴራሊዝም ኣብ መቐለ ተሳሊጡ። ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ምስ ልኡኽ መንግስቲ ሱዳን ተላዚቦም። ቀዳማይ ሚንስትር ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ ንልዝብ ዝዓደመም ልዕሊ 100 ሽማግለታት ካፋ ናብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኣተዉ ምስቲ ቀዳማይ ሚንስትር ከይተራኸቡ ተመሊሶም። መፅሓፍ ፍቕሪ ዓሲምባ ብፊልም ይስራሕ ኣሎ ተባሂሉ። ዝቕባበ ዋጋ መግቢ ኢትዮጵያ 18.6% ከም ዝበጽሐ ኤጀንሲ ማእኸላዊ ስታትስቲክስ እታ ሃገር ሓቢሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now